×
Image

ቱርጉም ታፍስር መጥረሰታ ዓሺራት ካብ ቁርአን አል ካሪም - (ትግርኛ)

እዚ መጽሐፍ ሲለ ቱርጉም ታፍስር መጨረሰታ ዓሺራት ካብ ቁርአን አል ካሪም

Image

ሰለስተ መሰረታት - (ትግርኛ)

እዚ መጽሐፍ : ሰለስተ መሰረታት

Image

ቁኑዕ ሃይማኖት - (ትግርኛ)

እዚ መጽሐፍ ስለ ቁኑዕ ሃይማኖት ይናገር እዩ ድን አል እስላም ሐቂ ዲን ሙካኑ ይገልጽ .

Image

እተን ሰለስተ መሰረታት ምስ መርትዖታት - (ትግርኛ)

እተን ሰለስተ መሰረታት ምስ መርትዖታት

Image

ናይ ጅዝእ ዓማ ቱርጉም - (ትግርኛ)

እዚ መጽሐፍ ሲለ ናይ ጁዝእ ዓማ ቱርጉም ዝናገር እዩ )

Image

ስሕርን ሐደግኡን - (ትግርኛ)

እዚ መጽሐፍ ስለ ስሕርን ሐደግኡን ዚ ግለጽ ኢዩ

Image

መብራህርሂ ናይ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪን አርባዕቲአን መሰረታትን - (ትግርኛ)

ኢማም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ረሒመሁሏህ ኡሱሉ ሠላሣን ቀዋዒዱል አርበዕን ብዝብል ሽም ንዝፃሓፉወን ኺታብቲ ሸይኽ ሀይሠም ሰርሓን ብቋንቋ ዓረብኛ ዘዳለውዋ መብራህርሂ እያ። ብኺታብ ኡሱሉ ሠላሣህ ሕድሕድ ውልቀሰብ ኽፈልጠን ግቡእ ንዝኾናሉ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪ፣ አሏህ ዝአዘዘሎም ንዝኾኑ ዓይነታት ዒባዳ ከምኡ `ውን ብዛዕባ ብርኪታት ዲነል ኢስላም መብራህርሂ ዝሃቡሉ እንትኸውን ብኺታብ ቀዋዒዱል አርበዕ....

Image

የነዋቂዱል ኢስላም ማብራርያ - (ትግርኛ)

ሸይኽ ዶ/ር ሀይሠም ሰርሓን ብኢማም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ንዝተፀሓፈ ንሙስሊም አብ ሃይማኖቱ ሓደጋ ንዝኾንዎ ገለ ነጥቢታት ናይ ነዋቂዱል ኢስላም መትኒ መብርሂ ዝሃቡላ ኺታብ እያ። አብዚአ ኺታብ መብርሂ ዝተውሃቦም ሓሳባት ዓበይቲ መዕነውቲ ኢስላም ምስ ምዃኖም መብዛሕትኡ ሰብ ዝጋገየሎም ሓሳባት እዮም። ሙስሊም ዝኾነ ኩሉ ነዚ ብምፍላጥ ምእንታን ክርሕቀን ብዝብል እያ ዝተዳለወት።....

Image

ናይ ሳላት አሳጋገድ ( ስፋት ) - (ትግርኛ)

እዚ ሙሐዳራ ስለ: ናይ ሳላት አሳጋገድ ( ስፋት )

Image

ድንባታት ናይ ሃጂን ዑምራን ዝያራን አብ ትሕት ጽላል ክታብን ሱን - ናን - (ትግርኛ)

እዚድንባታት ናይ ሃጂን ዑምራን ዝያራን አብ ትሕት ጽላል ክታብን ሱን - ናን ዚ ግለጽ ኢዩ

Image

ዛንታ ናይ ነቢይ ዙል ክፍል - (ትግርኛ)

ምሐዳራ ስለ: ዛንታ ናይ ነቢይ ዙል ክፍል ዝትገልጽ ሙሓዳራ እያ